ባህላዊ ፌስቲቫል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ ፌስቲቫል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ፌስቲቫል “ባህሊ ንሕብረትን ሓድነትን” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ናይ ጥንቲ ፈልጠት ሲዳማን ዝጥቀመሎም ባህላዊ ናውቲታትን ንዓለም ንምፍላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ባህላዊ ስርዓት ነትውልዲ ንምትሕልላፍ ዝዓለመ ፌስቲቫል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብጥላሁን ይልማ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment