ባህላዊ ክብሪታት ብሙዚቃ ምግላፅ ዕላማ ዝገበረ ኮንሰርት ሙዚቃ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ ክብሪታት ብሙዚቃ ምግላፅ ዕላማ ዝገበረ ኮንሰርት ሙዚቃ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ።

እቲ ኮንሰርት 5 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድን ሻኩራ ፕሮዳክሽንስ ምስ ሜላ ኢቨንትስ ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ምድላው ገዲም ኣርቲስታትን ሰብ ሞያ ኪነጥበብን ከምዝሳተፉ እውን ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ኣርቲስት ማህሙድ ኣሕመድ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ስራሕቲ ሙዚቅኡ ከምዘቕርብ ተሓቢሩ።

ኣብነት አጎናፍር፣ ቤቲ ጂ፣ ያሬድ ነጉ፣ ሌንጮ ገመቹን ግርማ ተፈራን ካልኦትን ኣርቲስታት ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment