“ባህላዊ ስርዓት ዕርቂ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ዘተ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር ክእለት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ ክእለት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ካብ ኣርባዕቲኡ ኣንፈት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት ከምኡ እውን መናእሰይ ከምዝተሳተፉ ትካል ሬዲዮን ቴሌቪዥንን ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment