ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦ ዝርከብ ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ መምርሒ ባህሊን ቱሪዝምን እቲ ዞባ ገሊፁ።
የዞኑ ባህል እና ቱሪዝም መምሪያ ሀላፊ ዮሴፍ ማሩ (ዶ/ር) ለፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት እንደገለጹት÷ የጌዴኦ መልክዓ ምድርን በዩኔስኮ ለማስመዝገብ የዞኑ ባለሙያዎችና ባለድርሻ አካላት እየተሳተፉ ነው፡፡
ኣብ ዩኔስኮ ካብ ሞንጎ ዝምዝገቡ ኣተሓሕዛ መሬት ማሕበረሰብ ጌዴኦ ሓደ ከምዝኾን ብምሕባር÷ ኣብ ትሕቲኡ ጥንታዊ ኣሰር ስልጣነ ዝኾኑ ታሪኻዊ ሓድጊታት፣ ትኹላት ኣእማን፣ ኣብ በዓልቲ ዝርከቡ ፅሑፋት ከምኡ እውን ብባህላዊ መገዲ ጥራሕ ዝመሓደሩ ደኒታት ይርከቡዎም፡፡
ኣብ ከይዲ ምምዝጋብ እቲ ሓድጊ÷ ሰብ ሞያ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ብምግላፅ÷ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ዘድልዩ ሰነዳት ከምዝተሰናድኡ ኣፍሊጦም፡፡
ብየሻምበል ምህረት
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com