ቢሮ ጥዕና ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይሩ።

ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ተረኺቦም ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ልዕሊ ሃገር ካብ ውሽጢንወፃኢን ዝተሃቀነ ኲናት ንምምካት ኣብቲ ክልል ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ሓገዝ እናተገበሩ ይርከቡ፡፡

ኣገልግሎት ሕክምና ዝህቡ ሰብ ሞያ ጥዕና እውን ምፍናው ዝተገበረሎም እንትኸውን፥ እንተይደለና ዛኣተናዮ ኲናት ኩሉ ክምክቶን ናይ ባዕሉ ብፅሒት ከምክት ከምዝግባእን ተገሊፁ።

ሰብ ሞያ ጥዕና ናብ ግምባር ብምኻድ ንሰራዊት ምክልኻል ንምሕጋዝ ምብጋሶም ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዓቢዪ ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ተዛሪቦም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment