ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 140 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ።
ቤት ምኽሪ እቲ ከተማ ምምሕዳር በጀት 2016 ዓ.ም እታ ከተማ 140 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com