በጀት ዓመት 2017 ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 150 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 150 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ።

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎኡ÷ ኣብ በጀት 2017 መንግስቲ እቲ ክልል ብምዝታይ ኣፅዲቑ፡፡

ብመሰረት እዚ በጀት ዓመት 2017 እቲ ክልል 150 ቢሊየን 666 ሚሊየን 531 ሺሕን 527 ብር ብምግባር ከምዘፅደቐ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

Comments (0)
Add Comment