በጀት መንግስቲ ፌዴራል ኣሜሪካ 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ በጀት እታ ሃገር 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ረቂቕ ኣቕሪቦም።

እቲ ናብ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝቐረበ ሕቶ በጀት ምስ ዝሓለፈ ዓመት አንትነፃፀር ኣዝዩ ብዙሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ካብቲ ዝተሓተተ በጀት እቲ 44 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ንዩክሬንን ኔቶን ዝኸውን ህፁፅ ደገፍ ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ 40 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ድማ ኣብ መላእ እታ ሃገር ብተፈጥሮ ሓደጋታትን ካልኦት ፀገማትን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ነበርቲ እግሪ መትከሊ ነክውዕል ዝቐረበ ከምዝኾነ ሬውተርስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment