በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዝርከቡ ክፋላት ሕረተሰብ ኣጋይሽ ብኢትዮጵያዊ ጨዋነት ከተኣናግዱ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዝርከቡ ክፋላት ሕረተሰብ ኣጋይሽ ብኢትዮጵያዊ ጨዋነት ከተኣናግዱ ሚኒስቴር ቱሪዝም ፃውዒት ኣቕሪቡ።

በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ። ብድምቀት ዝኽበር በዓል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ቱሪዝም የመላኽት፡፡

እቲ ሚኒስቴር፥ “በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዓለም ለኸ በፃሕቲ እቲ በዓል ንምርኣይ ስለዝርከቡ÷ ሕብረተሰብ ኢትዮጵያዊ ባህሊ ጋሻ ተቐባላይነት ተላቢሱ ፍፁም ጨዋነት ብዝተመልኦ መንፈስ ኣጋይሹ ንምትእንጋድ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ” ክብል ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment