በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

ኣብ ትግራይ ብመሰረት ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን እቲ በዓል ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ትግራይ ምኽባሩ ኣመሓዳሪ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ፅዮን ማሪያም ኣኽሱም ቆሞስ ንብረ ዕድ ኣባ መሓሪ ሃፍተ ተዛሪቦም።

እቲ በዓል ካብ ሃይማኖታዊ ብዓልነቱ ብተወሳኺ ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ከምዝተኸበረ እውን ሓቢሮም ኽብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

በዓል ጥቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ምህላዉ ይፍለጥ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment