በዓል ጥምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ሊቀ ጳጳስ እቲ ሃገረ ስብከት ብፁዕ ኣቡነ ሄኖክ እቲ በዓል ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡

ብፁእነቶም ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ጃን ሜዳ ብተወሳኺ ካብ 78 ዘይነኣሱ ቦታታት ባሕረ ጥምቀት ተሰናዲኦም ብዙሓት ምእመናንን ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ እቲ በዓል ከምዝኽበር ተዛሪቦም፡፡

ብምንይችል ኣዘዘው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment