በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ፖነልን ካርኒቫልን ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ፖነልን ካርኒቫልን ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ፓነል፥ ካብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝመፅ ኣጋይሽ፣ ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልልን ዞባ ደቡበን፣ ነበርቲ እታ ከተማን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment