በዓል ዳሜራ መስቀል ዝኽበረሉ መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ኣሳሊጡ፡፡

ኣብቲ ስራሕቲ ፅሬት ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃይማኖታትን ምእመናንን ተሳቲፎም፡፡

Comments (0)
Add Comment