በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት

በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት

  • ካብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ኣብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ
  • ካብ ኣንፈት ቦሌ ናብ መስቀል ኣደባባይ ንዝመፅኡ ተሽከርከርቲ ኣብ ኦሎምፒያ ኣደባባይ ላዕለዋይን ታሕተዋይን
  • ካብ መስቀል ፍላወር ናብ ኦሎምፒያ ዝወስድ መገዲ ኣብ ጋዜቦ ኣደባባይ
  • ካብ ኣጎና ሲኒማ ናብ መስቀል ኣደባባይ ንከበድቲ ተሽከርከርቲ ኣብ ጥቓ ኣጎና ሲኒማ ከምኡ እውን ንቀለልቲ ተሽከርከርቲ ኣብ ጥላሁን ኣደባባይ (ኣራተኛ ክፍለ ጦር)
  • ካብ ለገሃር መብራት ናብ መስቀል ኣደባባይ ኣብ ለገሃር መብራት
  • ብቴሌ መቋረፂ ናብ ስታድዮም ንዝጓዓዙ ኣብ ቴሌ መቋረፂ
  • ካብ ራስ ሆቴል ናብ ስታድዮም ንዝመፅኡ ተሽከርከርቲ ኣብ ራስ ሆቴል
  • ካብ ሃራምቤ መብራት ወይ ድማ ካብ ኣምባሳደር ሲኒማ ናብ መስቀል ኣደባባይ ኣብ ሃራምቤ መብራት
  • ካብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ኣብ ጥቓ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ
  • ካብ ዛንቺስ ሼል ናብ ባምቢስ ዝወስድ መገዲ ኣብ ጥቓ ካዛንቺስ ሼል ከምኡ እውን
  • ካብ ጁፒተር ሆቴል ናብ ኢሲኤ ዝወስድ መገዲ ኣብ ጥቓ ባምቢስ ሳልኮት ህንፃ፤ እዞም መገዲታት ካብ 16 መስከረም 2017 ዓ.ም ረፋድ 5፡00 ሰዓት ጀሚሩ እቲ መርሃ ግብሪ መዛዘሚኡ ክሳብ ዝረክብ መገዲ ከምዝዕፀዉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
Comments (0)
Add Comment