በዓል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድሙቕ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ በፃሕቲ ዓዲን ኣጋይኝን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment