በዓል ደራሮን ህያብን ሓዱሽ ዓመት ብሄረሰብ ጌዴኦ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብሄረሰብ ጌዴኦ ስነስርዓት በዓል ደራሮን ህያብን ሓዱሽ ኣብ ወረዳ ቡሌ ኣብ ዝርከብ ዓቢዪ ሶንጎ ኦዳያኣ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ጠቐምቲ መልእኽታት ዝመሓላለፉሉ ኢዩ ተባሂሉ።

በዓል ደራሮ ብሄረሰብ ጌዴኦ ካብ ኣረጊት ዘበን ናብ ሓዱሽ ዓመት ምስግጋሮም ዘበስሩሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

በበዓሉ የጌዴኦ ዞን ምክትል አስተዳዳሪ አቶ ዝናቡ ወልዴን ጨምሮ የዞንና የወረዳ አመራሮች ተገኝተዋል፡፡

እቲ በዓል ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ ኩሎም ወረዳታት ዝኽበር እንትኸውን፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment