በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና  ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ።

እቲ በዓል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር እንትኸውን፥ ሕብረተሰብ እቲ በዓል እንተኽበር ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዓሊሞም ብሚኒስትር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ዝተገለፁ ሜላታት ተግባራዊ እናገበረ ክኸውን ከምዝግባእ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ  ገሊፃ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment