በዓል ዓወት ሃርበኛታት ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ዓወት ሃርበኛታት ምኽኒያት ብምግባር ንጎሆ መድፍዕ ከምዝትኮስ ዋና ዳይሮክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።

እቲ ዋና ዳይሬክቶሬት ንፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ፅባሕ 27 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ሰዓት 12 ንጎሆ 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ።

ስለዝኾነ ህዝቢ ግቡእ ሓበሬታ ነክህልዎ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment