በዓል ዒድ ኣልፈጥር ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሼሪዓ  ፌዴራል ኣፍሊጡ።

እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት ሃይማኖት እስልምና ብሙሉኦም እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 444 ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሉ።

እቲ በዓል ንኹሉ ናይ ሰላም፣ ሓጎስን ፍቕሪን ንክኸውን ሰናት ትምኒቱ  ገሊፁ።

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ ኢሉ።

ብፈቲያ ዓብደላን ብርሃን ደሳለኝን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment