በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ኣብ ከተማ መቐለ፣ ጅማ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ኣሰላ፣ ደብረብርሃን፣ ኣሶሳ፣ ባህርዳር፣ ኣዳማ፣ ሰመራ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።

ብሙክታር ጠሃ፣ ተሾመ ሃይሉን ኤልያስ ሹምዬን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment