በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ እውን ብድምቀት ይኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ብዙሓት ሰዓብቲ እቲ እምነት ኣብ ኣብ ስታዲዮም ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ስነ ስርዓት ሶላት ይካየድ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment