በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።

እቲ መድፍዕ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ዳይሬክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ።

ስለዝኾነ ሕብረተሰብ ግቡእ ሓበሬታ ክህልዎ ኣለዎ ኢሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment