በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ኣብ ከተማ መቐለ ኤግዝብሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ኤግዝብሽን ኣብ ከተማ መቐለ ተኸፊቱ።

እቲ ኤግዚብሽን÷ ማሕበር ደቂ ኣንሰትዮን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

Comments (0)
Add Comment