በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ብሰላም ተዘዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ባህላዊ ክብሩ ብምሕላው ተኸቢሩ ብሰላም ምዝዛሙ ቢረ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።

እቲ ዓመታዊ በዓል ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያን ካልኦት ከባቢታት ሃገርናን ዝመፁ ተዓደምቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኩነታትን ባህላዊ ክብሪ እቲ በዓልን ብዝሓለወ መገዲ ኣብ ከተማ ብሸፍቱ ተኸቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment