በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣምቦ ድሕሪ 150 ዓመታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣምቦ ድሕሪ 150 ዓመታት ንፈለማ እዋን ሎሚ መዓልቲ ኣብተታከተማ ተኸቢሩ።

ኣብቲ ስነስርዓት ኣካቢ ኣባ ገዳ ቱለማን ኣባገዳታት ኦሮሚያን ኣባ ገዳ ጎበና ሆላ ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽ ተረኺቦም።

እቲ በዓል ድሕሪ ብዙሓት ዓማውቲ ምኽባሩ ከምዘሐጎሶም ተሳተፍቲ እቲ በዓል ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment