በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ምግላፁ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ንፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ፥ እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ።

ስለዝኾነ ሕብረተሰብ ግቡእ ሓበሬታ ንክህልዎ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment