በዓል ምፍናው ታቦት ኣብ ከተማ ባቱ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምፍናው ታቦት ኣብ ከተማ ባቱ ደሴታት ደምበል ተኸቢሩ፡፡

ኣብተን ደሴታት ዝርከብ ታቦት ገሊላ ካህናት ሰማይ ተክለ ሃይማኖትን ኣብ ደሴት ደብረ ሲና ትርከብ ገዳም ቅድስት ማርያም ታቦትን ምስ ገዳም ጫሳ ቅዱስ ሚካኤል ብምዃን ኣብቲ ባሕሪ ጥምቀት ክሓድሩ ኢዮም፡፡

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ዕዱማት እቲ በዓል ከምዝበሉዎ÷ እቶም ታቦታት ብጃልባ ምዕጃብ ፍሉይ ስምዒት ይፈጥር፡፡

ብጥላሁን ይልማ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment