በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን “ሓድነት ንህብረ ብሄራዊ ሕውነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣብዲ ተረኺቦም፡፡

ኣከባብራ እቲ በዓል ኣመልኪተን ኣፈ ጉባኤ ጨፈ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ከምዝገለፀኦ፥ ናይዚ ዓመት በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ፍሉይ ዝገብሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ግምባር ዘሚቶም ኣመራርሓ እናሃቡ እባ ዝርከቡሉን ነዐዖም ብምኽታል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብሓድነት ብምልዓል ናይ ውሽጢን ወፃን ፀላእቲ ብሓባር እናመከቱ ኣብ ዝርከቡሉ እዋን ዝኽበር ምዃኑ ኢዩ”፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment