በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ስታዲዮም ባሎኒ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ግዜ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ክል “ሕገ መንግስታዊ ቃል ኪዳንና ንዘላቒ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ስታድየም ባሎኒ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል፥ዝተፈላለዩ ዕዱማት ኣጋይሽ፣ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ክልል ትግራይ፣ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ነበርቲ ከተማ መቐለን ተረኺቦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment