በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና እናተኸበረ ይርከብ።
በዓል መውሊድ፥ ሰናይ ተግባራትን መምርሒ ህይወትን ነቢይ መሓመድ (ሰዓወ) ንምትግባር ብምሕሳብ ዝኽበር በዓል ኢዩ።
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment