በዓል መውሊድ ኣብ ዝኽበረሉ ቦታ ስራሕቲ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅሬት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ኣዲስ ብምትሕብባር በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ኣቭ መስጂድ ኣንዋር መርሃ ግብሪ ፅሬት ኣካይዱ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓታት ከተማን ክፍለ ከተማን ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣርቲስታት፣ ኣምባሳደራት ፅሬት፣ ወለንታውያን መናእሰይን ካልኦት ነበርቲ እታ ከተማን ተሳቲፎም፡፡

ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት እውን እቲ በዓል ኣብ ዝኽበረሉ ቦታን ከባቢን መርሃ ግብሪ ፅሬት ከምዝተኃየደ ካብ ቤት ፅሕፈት መካየዲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment