በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ኣንዋር መስጂድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) መበል 1ሺሕን 496በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ኣንዋር መስጂድ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል መደረ ዘስምዑ ናይ ኣንዋር መስጂድ ኢማም ሃጅ ጣሃ ሃሩን÷ እቲ በዓል እንትነኽብር ናይ ነብዩ መሓመድ ኣስተምህሮ ብምስዓብ ክኸውን ይግባእ ኢሎም።

ዝተፀገሙ ብምርዳእ፣ ዘለዎ ንይብሉ ብምክፋል፣ ሓድነትና ብምጥንኻርን ዝተመዛበሉ ወገናትና ብምድጋፍን ክኸውን ከምዝግባእ አውን ገሊፆም።

ኣብቲ በዓል ናይ ኢትዮጵያ እስልምና ጉዳያት ጠቅላይ ምክር ቤት ፕሬዚደንት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ኡመር እድሪስ ሓዊሱ ላዕዎት ሰብ መዚ መንንግስቲ ተረኺቦም።
ብፈቲያ ኣብደላ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment