በዓል ሓዱሽ ዓመት ብሄረሰብ ቦሮ-ሽናሻ “ጋሪ-ዎሮ” ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት ብሄረሰብ ቦሮ-ሽናሻ “ጋሪ-ዎሮ” ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ ክብረ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ ጌታሁን ኣብዲሳ፣ ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ከምኡ እውን ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራል ተረኺቦም፡፡

ኣብቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብድምቀት እናተኸበረ ከምዝርከብ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብቲ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም ዘተ እናተገበረሎም ከምዝርከብ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም http://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment