ቅድመ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ መድረኽ ምሕራይ፣ ምብቃዕን ምፅራይን ኣመራርሓ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምሕራይ – ተለዊጥካ ሃገር ምልዋጥ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ቅድመ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ክልላዊ መድረኽ ምሕራይ፣ ምብቃዕን ምፅራይን ኣመራርሓ ጀሚሩ።

ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ዞባን ከምዝተረከቡ ካብ ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ መድረኽ ኣብ ከይዲ ኣመራርሓ ዝተርኣዩ እወንታዊ ጎኒታት ብምጥንኻር ኣብ ድኹም ጎኒ ዝተርኣዩ ፀገማት ብምፍላይ ቅድመ ምድላው ጉባኤ፣ ምብቃዕን ምፍላይን ኣመራርሓ ትኹረት ብምግባር ክላዘብ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment