ቅድመ ሐዚ ደቅና ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንክፅንበሩ ሊኢኽና፤ ሐዚውን ክንልእኽ ኢና-ሰልፈኛታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ ሐዚ ደቅና ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንክፅንበሩ ሊኢኽና፤ ሐዚውን ክንልእኽ ኢና ክብሉ ሰልፈኛታት ገሊፆም።

እቶም ሰልፈኛታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ኣብ ስቀል ኣደባባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ዝሳተፉ ዘለዉ ኢዮም።

ስለዝኾነ እቶም ሓሳቦም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝሃቡ ሰልፈኛታት ንሕና እውንንምውፋር ድልዋት ኢን ኢሎም።
ብዳግማዊ ዴግሲሳ

ወቅታዊ፣ትኩስ እና የተሟሉ መረጃዎችን ለማግኘት፡-
ድረ ገጽ፦ https://www.fanabc.com/
ፌስቡክ፡- https://www.facebook.com/fanabroadcasting
ዩትዩብ፦ https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/
ቴሌግራም፦ https://t.me/fanatelevision
ትዊተር፦ https://twitter.com/fanatelevision በመወዳጀት ይከታተሉን፡፡
ዘወትር፦ ከእኛ ጋር ስላሉ እናመሰግናለን!

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment