ቅርንጫፋት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፋት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ሲስተም ደው ኢሉ ዝነበረ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ።

ክሳብ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝህባ እውን ተሓቢሩ።

ብተመሳሳሊ ዲጂታል ኣገልግሎታት እቲ ባንኪ (ኢንተርኔት ባንኪንግ፣ ሞባይል ባንኪንግ፣ ሲቢኢ ብር) ንምጅማር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣጋጢሙ ንዝነበረ ምትእጉጓል ኣገልግሎት እቲ ባንኪ ይቕሬታ ሓቲቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment