ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሪተ-ኣካል ድንቅነሽ (ሉሲ) ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ዝኽሪ በዓል ይካየድ ኣሎ።

እቲ ቅሪተ-ኣካል ብዝረኸቡዎ ፕሮፌሰር ዶናልድ ጆሃንሰን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ዑደት እናገበረ ይርከብ።

ኣብ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝተረኸበላ ምዃና ዝተመልከቱ ሓበሬታታትን ገለፃታትን እናተውሃቡ ይርከቡ።

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment