ቃለ ህይወት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 43 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ልምዓት ቃለ ህይወት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 43 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይራ።

ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዶክተር ተፈራ ታሎሬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከመዝበልዎ፥ እቲ ደገፍ ኣብ ዞባ ደቡብን ሰሜንን ወሎ ብምኽኒያት ፀፅታ ነዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ኢዩ።

ዝተገበረ ደገፍ፥ ሃናፂ ምግቢ፣ ዘይቲ፣ ዓልቋይን ሕሩፅን ዘካተተ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እዚ ድማ ን15 ሺሕ ዝኾኑ ዜጋታት ተሓሳቢ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብእሸቱ ወ/ሚካኤል

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment