ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

ርሑስ በዓል ልደት ይኹነልኩም ክብሉ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

በዓል ልደት ፈረንጂ ብሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓት ብብርኪ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment