ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ኣመልኪቶም ነህዝብን መንግስቲን እታ ሃገር መልእኽቲ “እንኳዕ ኣብፀሐኩም”  ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ኣመልኪቶም ነህዝብን መንግስቲን እታ ሃገር መልእኽቲ “እንኳዕ ኣብፀሐኩም”  ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዝነበራ ክልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment