ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ክልተ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኽልተ ሓለፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቦም፡፡

እቶም ተሸወምቲ ካብ 1 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብ ዝተሾሙሉ ሓላፍነት ከምዘገልግሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብመሰረት እዚ፦

1. ወይዘሮ ህይወት ሞሲሳ ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን

2. ሜጀር ጀነራል ኣሕመድ ሃምዛ ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ኢንጅነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ፌዴሪኢ ብምዃን ተሾይሞም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment