ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሼል ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድሂቦም ተዛቲዮም።

ቫይረሰ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣብ ኣፍሪካ ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣት ንምክልኻል ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣተኲሮም ምዝታዮም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓን ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓን ንኣፍሪካ ሓገዝ ንምግባር ድሉዋት ብምዃኖም ምስጋና ኣቕሪቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment