ቀ/ሚ ኣብይ ዘቕረብዎ ፃዊዒት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግማይ ንክለዓዓል ዝሕግዝ እዩ – ሓጋዚ/ፕሮፌሰር ኣሕመድ ዘካሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ንፀለምቲ ህዝብታት ዘቕረብዎ ፃዊዒት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግማይ ንክለዓዓል ዝሕግዝ እዩ ክብሉ ምሁር ታሪክ ዝኾኑ ሓጋዚ ፕሮፌሰር ኣሕመድ ዘካሪያ ተዛሪቦም፡፡

ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1960ታት ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ነፃ ናይ ምውፃእ መሰረት ከምዝኾነትን ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢላ እውን ብዛዕባ ኣፍሪካ ዝተቃለሰት ሃገር ምዃና ኣዘኻኺሮም፡፡

ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ እውን ኣደ ተምሳሌት ናፅነት ገይረን ከምዝውስድኣ ምስ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ገሊፆም፡፡

እቲ ፃዊዒት ምዕራባውያን ዳግማይ እናምፅኡልና ዘለው ኣርዑት ባርነት ብሓባር ንስበር ካብ ዝብል ዝተልዓለ ምዃኑ ብምግንዛብ ኣብዝሓ ሃገራት ኣፍሪካ ብፅቡቅ እናተቐበልኦ ምዃነን እውን ወሲኾም ገሊፆም፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment