ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም፡፡

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበሉዎ÷ “ከተማና ምስ ምስፍሕፋሕ ከተማ ዝመጣጠን ጠለባት ዘደንፍዑ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ምዕባለታትን ከይዲ ለውጢን ትርከብ።

ሎሚ ከምዘካየድናዮም ዝበሉ ኣኼባታት ድማ ኣብ ዝረአዩ ክፍተታት ሓበራዊ ግንዛበ ንመሓዝ ኢሉ እውን ፅቡቓት ኣጋጣሚታት ንምፍላይ ኣዚዩ ኣድላዪ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment