ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ሓስንን ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲን ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳይት ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

ሓበራዊ ሸተኦም ዝኾነ ዝለምዐትን ዝተረጋገአትን ኣፍሪካ ጋህዲ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ዘተ ከምዝገበሩ እውን ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment