ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዛምስ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልክእኽቲ÷ ቀዳማይ ዕላማና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዝተወገኑ ተግባራት ርኢቶታትን ወቐሳን ንምትእኽኻብ ኢዩ” ኢሎም።

“ካሊእ ዕላማ እቲ ዘተ ድማ ንፖሊሲ እታወት ኣድለይቲ ዝኾኑ መእረምታታትን መስተኻሊን ብምፍላይ፣ ንቕድሚት ንምቕፃል ኣብ ዘድሊ ዓይነት ምትሕብባር ንምምይያጥ ኢዩ” ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment