ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ ብደሓን መፅኡ” ኢሎም፡፡

ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ጠሚቶም ከምዝተዛተዩ እውን ገሊፆም፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment