ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኮንታ ንሆስፒታል ኮንታ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 የካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኮንታ ንሆስፒታል ኮንታ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣምቢሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ኡዩ።

ኣብ ክልተ ኣዋርሕ ህንፀቱ ብምዝዛን ዘመናዊ መሳርሒታት ሕክምና  ከምዝማልኡሉ ሓቢሮም።

እቲ ሆስፒታል ነበርቲ እቲ ከባቢን ዑደተኛታትን ኣገልግሎት ሕክምና ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment