ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ንዲፕሎማሰኛታታት ስልጠና ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ንዲፕሎማሰኛታታት ስልጠናን ኣንፈት ልኡኽቶን ሂቦም።

እቲ ስልጠና÷ ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ።

ኣብቲ ስልጠና ካብ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተውፃእፅ መናእሰይን ዓበይቲ ዲፕሎማሰኛታትን ከምኡ እውን ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ተረኺቦም።

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment