ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኬንያ ዘካየዱዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬንያ ዘካየዱዎ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም።

ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ዑደት ስራሕ ዞባዊ ምትእስሳር ኣብ ዝረብሑ ሓበራዊ ፕሮጀክታት መሰረተ ልምዓት ዘተኮረ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment